Advertisement

Part 1 Live interview with Haben Girmay licensed Skin Esthetician and Make up Artist

Part 1 Live interview with Haben Girmay  licensed Skin Esthetician and Make up Artist #Destatv #Destaentertainment #Shekorinabyhabi#eritreanmakeupartist #SkinEsthetician
ሽሕ እካ ብሰንኪ ውሸባ ናይ ለምዘበን ፋሲካ ከም ባህልናን ወግዕናን ከይተኣካከብና: ካብ ንፈትዎም ኣዕሩክ ቤተሰብናን ተረሓሒቅና ከንብዕላ ኣብ ምሸብሻብ ንሃሉ: ኩልና ብዘለና ዓቅሚ ኣብ ገገዛና ብዘደስት ናይ ኣውደኣመት መንፈስ ከነሕልፎ ተዳሊና ከም ዘለና ሰብ ምሉእ ተስፋ ኢና::

ኣባላት ደስታ ቲቪ እውን ካብ እዚ ብዘይ ፍለ ንዓኩም ክቡራት ተዓዘብትና ንምሑጋስን ንምዝንጋዕን ትዓጢቅና ከም ዘለና እንዳ ገለጽና: ኣብ ግዜ ውሸባን ኪኖ ውሸባን ኣብ ገዛና ብዘለና ነገራት ከመይ ጌርና

- ንኣውደኣመት ቆርበት ናይ ገጽና ብምክንካን ጸቢቅናን ማዕሪግናን ንውዕል
- ማዳ: ተውሳስ: ፈጸጋ ካብ ገጽና ብከመይ ነጥፍኦም
- ሜላን ኣተሓሕዛ: ክንክ ቆርበትን
- ጥቅምታት ዝተፈላለዪ ናይ መማላክዒታት ክሚካላት ኣብ ገጽና ዘምጽኦ ሃስያን: ዝድህስስ መደብ ሒዝና ኢና ምስ ናይ ��ንክን ቆርበት ስፐሻሊስት ጋሻና ሓበን ግርማይ ተዳሊና ዘለና::

ንሓበን ዝህልወኩም ሕቶታት እምበኣር ኣብ ታሕቲ ኮመንት ጽሓፉልና:: ሓበን ምስ ሜሪ ሸው (The Mary Show) ኣብ DESTA TV ኣብ እትገብሮ ቃለ መሕትት ብቀጥታ ጽባሕ ሓሙስ ክትምልሰልና እያ::

ብሩክ ናይ ስግዳንን ገጽ ኣምላክ ምድላይን ሰሙን ይግብረልና: ልዑል ኣምላክ ሕሙማትና ይፈውስን ሕዙናትና የጸናንዕን::

ስድራቤት ደስታ ቲቪ ንምካን ኣብ ታሕቲ ዘላ ሊንክ ሳብክራይብ ክትገብሩ ብክብሪ ንዕድም::

@maryshow,@destatv,@detaetertainment,@shekorinabyhubi,Skincare,makeupartist,destatv,destaentertainment,ellatv,neweritreanmusic,ethiopean music,

Post a Comment

0 Comments